ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 2
  • “ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እቲ ዝዓበየ መረጋገጺ ፍቕሪ ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ወዱ ንኺስውኣሉ ዝሓተቶ ስለምንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ናይ እምነት ፈተና
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ኣምላኽ ንእምነት ኣብርሃም ይፍትን
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 22-23

“ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”

22:1, 2, 9-12, 15-18

እቲ ኣብርሃም ንወዱ ይስሃቅ ኪስውኦ ኺዳሎ ኸሎ እተሰምዖ ስቓይ፡ የሆዋ ንወዱ የሱስ ክርስቶስ በጃ ገይሩ ኬቕርቦ ኸሎ ንእተሰምዖ ስቓይ ክንግምቶ ይሕግዘና እዩ። (ዮሃ 3:16) ከምቲ ኣብ ፍቕዲ 2 ተገሊጹ ዘሎ፡ ካብቲ የሆዋ እተሰምዖ ስምዒት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ስእልታት፦ 1. ኣብርሃም ካራ ሒዙ ናብ ሰማይ ይጥምት፡ ይስሃቅ ድማ ኣብ መሰውኢ። 2. የሱስ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ተሰቒሉ።

ፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ደሪኹካ፧—1ቈረ 6:20፣ 1ዮሃ 4:11

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ