ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሕዳር ገጽ 4
  • ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛሪቦም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛሪቦም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ንምይይጥ ዚኸውን ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ
    ንምይይጥ ዚኸውን ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ‘ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሕዳር ገጽ 4
ጴጥሮስን ዮሃንስን ነቲ ሊቀ ኻህናትን ንኻልኦትን ብትብዓት ይዛረብዎም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 4-5

ቃል ኣምላኽ ብኹሉ ትብዓት ተዛሪቦም

4:5-13, 18-20, 23-31

ሃዋርያት፡ መምህራን ኪዀኑ ዝኸኣሉ ብኸመይ እዮም፧ ብትብዓትን ብምትእምማንን ኪዛረቡ ዘኽኣሎም እንታይ እዩ፧ ኣብዚ መዳይ እዚ ዝሓገዞም፡ “ምስ የሱስ” እቲ ዓብዪ መምህር ምንባሮምን ካብኡ ምምሃሮምን እዩ። (ግብ 4:13) ውጽኢታውያን ኣገልገልቲ ኽንከውን ዚሕግዘና ኻብ የሱስ እንምሃሮ ገለ ትምህርትታት እንታይ እዩ፧

ነዚ ስዒቡ ዘሎ ጥቕስታት ምስቲ ምስኡ ዚሰማማዕ ትምህርቲ ኣዛምዶ።

ጥቕስታት

ትምህርቲ

  • ማቴ 6:33፣ ማር 6:31-34

  • ማቴ 10:18-20፣ 21:23-27

  • ማቴ 21:15, 16፣ ዮሃ 7:16

  • ማቴ 21:22፣ ሉቃ 22:39-41

  • ኣብ የሆዋ ተወከል

  • ንትምህርትታትካ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት መስርቶ

  • ካልኦት ኬፈራርሁኻ ኣይትፍቀደሎም

  • ኣብ ክንዲ ናይ ርእስኻ ረብሓታት እተቐድም፡ ኣገልግሎት ኣቐድም

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ