ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥሪ ገጽ 6
  • ጳውሎስ ብመርከብ ናብ ሮሜ ነቐለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጳውሎስ ብመርከብ ናብ ሮሜ ነቐለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጳውሎስ ናብ ሮሜ ኸደ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • “ካባኻትኩም ሓደ እኳ ኣይኪጠፍእን እዩ”
    ‘ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ መስክር’
  • ጳውሎስ ኣብ ግዜ ጸበባ ተዓወተ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥሪ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 27-28

ጳውሎስ ብመርከብ ናብ ሮሜ ነቐለ

27:23, 24፣ 28:1, 2, 16, 17

ጳውሎስ እሱር ክነሱ ኻብ ምስባኽ ዓዲ ኣይወዓለን። ኣብታ መርከብ ከሎ ነቶም ባሕረኛታትን ነቶም መጋይሽቱን ይምስክረሎም ነይሩ እዩ። እታ መርከብ ኣብ ማልታ ድሕሪ ምስባራ እውን፡ ነቶም ዝፈወሶም ከም ዝሰበኸሎም ዜጠራጥር ኣይኰነን። ኣብ ሮሜ ምስ በጽሐ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ነቶም ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ኣውራታት ኣይሁድ ጸዊዑ፡ መስከረሎም። ኣብታ ንኽልተ ዓመት እተኣስረላ ቤት ኰይኑ ድማ፡ ንዅሎም እቶም ኪበጽሕዎ ዝመጹ ሰበኸሎም።

ዝዀነ ይኹን ጸገማት እናሃለወካ ኽነሱ፡ ነቲ ብስራት ምእንቲ ኸተካፍል እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ጳውሎስ ምስ ሓደ ሮማዊ ወተሃደር ተኣሲሩ ኸሎ ኣብ ሮሜ ንዝነበሩ ኣውራታት ኣይሁድ ይምስከረሎም፣ ጳውሎስ ካብ ቂሳርያ ናብ ሮሜ እተጓዕዘሉ መገዲ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ