ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ለካቲት ገጽ 5
  • ‘ብሃረርታዶ ትጽበ’ ኣለኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ብሃረርታዶ ትጽበ’ ኣለኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ብሃረርታ’ ምጽባይ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ብተስፋና ንተሓጐስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ድሕሪ ቐረባ ግዜ ንደቂ ኣምላኽ ዝመጸሎም ክቡር ናጽነት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ነቒሕካ ተጸበ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ለካቲት ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 7-8

‘ብሃረርታዶ ትጽበ’ ኣለኻ፧

8:19-21

  • “ፍጥረት”፦ ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ደቂ ሰብ

  • ‘ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ’፦ ቅቡኣት ክርስትያናት ምስ ክርስቶስ ሓቢሮም ነዚ እኩይ ስርዓት ሰይጣን ኬጥፍእዎ ኸለዉ

  • ‘ተስፋ’፦ የሆዋ ብሞትን ትንሳኤን የሱስ ኣቢሉ ዝሃቦ ተስፋ ድሕነት

  • ‘ካብ ባርነት ጥፍኣት ሓራ ምውጻእ’፦ በብቝሩብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ሓራ ምውጻእ

ሓደ መንእሰይ ሓው ብሕታዊ መጽናዕቲ ይገብር፡ ኣብ ኣኼባ ሓሳብ ይህብ፡ ናይ የሆዋ ምስክር ብዘይኰነት ጓል ንዝቐረበሉ ንጾታዊ ርክብ ዚምልከት ፈተና ይነጽጎ፡ ምስ ጥዑያት ፈተውቲ ግዜ የሕልፍ

‘ንምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ብሃረርታ ትጽበ ኸም ዘለኻ’ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብትግሃት ብምጽናዕን መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበካ ብምጽላይን

  • ካብ መንፈሳዊ መስናድዎታት የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ብምጥቃም

  • ሰይጣን መገድታት ኣምላኽ ኣዝዩ ቐያዲ ኸም ዝዀነ ገይሩ ኸእምነካ ብዘይ ምፍቃድ

  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ንእተምሃርካዮ ነገራት ኣብ ህይወትካ ብምትግባር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ