ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 4-5
  • ንበዓል ዝኽሪ ብኸመይ ክትዳሎ ኢኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንበዓል ዝኽሪ ብኸመይ ክትዳሎ ኢኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ለ12-ሀ የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ለ12-ለ የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2023
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ መደብ 2022
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 4-5

ክርስትያናዊ ህይወት

ንበዓል ዝኽሪ ብኸመይ ክትዳሎ ኢኻ፧

ካብዚ ዓመት እዚ ጀሚሩ፡ ንበዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ ንምድላው ዚኸውን ዝያዳ ግዜ ኽንረክብ ኢና። በዓል ዝኽሪ ኣብ መንጎ ሰሙን እንተ ውዒሉ፡ ኣኼባ ክርስትያናዊ ህይወትን ኣገልግሎትን ኣይግበርን እዩ። ኣብ መወዳእታ ሰሙን እንተ ውዒሉ ኸኣ ህዝባዊ መደረን ግምቢ ዘብዐኛን ኣይግበርን እዩ። ኣብ መደባትካ ንዘሎ ተወሳኺ ግዜ ጽቡቕ ጌርካ ኽትጥቀመሉ ሓሲብካ ዲኻ፧ ልክዕ ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዚግበር ዝነበረ፡ ነዚ ፍሉይ ኣጋጣሚ እዚ እውን ግብራዊ መሰናድዎ ኺግበር ኣለዎ። (ሉቃ 22:7-13፣ km 3/15 1) እንተ ዀነ ግና፡ ኵላትና ልብና ኸነዳሉ ኣሎና። ከምኡ ኽንገብር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • ኣብ በዓል ዝኽሪ ምእካብ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ሕሰብ።—1ቈረ 11:23-26

  • ምስ የሆዋ ንዘሎካ ብሕታዊ ርክብ ብጸሎት ሕሰበሉ።—1ቈረ 11:27-29፣ 2ቈረ 13:5

  • ብዛዕባ ኣገዳስነት በዓል ዝኽሪ ዜጕልሕ ቅዱስ ጽሑፋዊ ዓንቀጻት ኣንብብ፡ ብዛዕባኡ ድማ ኣስተንትን።—ዮሃ 3:16፣ 15:13

ገሊኦም ኣስፋሕቲ ነቲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር ዚርከብ ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ የንብብዎን የስተንትኑሉን እዮም። ገሊኦም ድማ ካብቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰሌዳ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ የንብቡ እዮም። ገሊኦም ከኣ ነቲ ብዛዕባ በዓል ዝኽርን ብዛዕባ እቲ የሆዋን የሱስን ዘርኣዩና ፍቕርን ዚገልጽ ዓንቀጻት ግምቢ ዘብዐኛ ይኽልስዎ እዮም። ዝዀነ ዀይኑ፡ እቲ እትመርጾ መደብ መጽናዕቲ፡ ናብ የሆዋን ናብ ወዱን ብዝያዳ ኬቕርበካ ንምነ።

የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይን 2ይን ክፋል)
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ