ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 2
  • “ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 2
የሱስ ኣብ ሰማያዊ ዝፋኑ፡ ዘንጊ ኣብ ኢዱ ሒዙ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እብራውያን 7-8

“ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን”

7:1-3, 17

መልከጼዴቅ ትንቢታዊ ጽላሎት የሱስ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧

  • 7:1​—ንጉስን ካህንን

  • 7:3, 22-25​—ቅድሚኡ ሊቀ ኻህናት ከም ዝነበረ፡ ዝተክኦ እውን ከም ዝነበረ ዚሕብር ጸብጻብ የለን

  • 7:5, 6, 14-17​—ብስጋዊ ትውልዲ እተረኽበ ዘይኰነስ፡ ብሽመት እተረኽበ ኽህነት

ሊቐ ኻህናት ኣብ እስራኤል፡ ክዳን ክህነት ተኸዲኑ

ክህነት ክርስቶስ ካብ ክህነት ኣሮን ሓለፍ ዝበለ ብኸመይ እዩ፧ (it-1-E 1113 ¶4-5)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ