ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 2
  • 2-8 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 2

2-8 መስከረም

እብራውያን 7-8

  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን”፦ (10 ደቒቕ)

    • እብ 7:1, 2—እቲ ንጉስን ካህንን ዝነበረ መልከጼዴቅ ንኣብርሃም ረኺቡ ባረኾ (it-2 366)

    • እብ 7:3—መልከጼዴቅ “ብዘይ ቍጽሪ ወለዶ . . . ንሓዋሩ ኻህን ኰይኑ ይነብር” (it-2 367¶4)

    • እብ 7:17—የሱስ “ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን” እዩ (it-2 366)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እብ 8:3—ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ ዚቐርብ ዝነበረ መባእን መስዋእትን እንታይ ፍልልይ እዩ ነይሩ፧ (w00 15/8 14 ¶11)

    • እብ 8:13—ብግዜ ኤርምያስ እቲ ሕጊ ኺዳን “ዝኣረገ” ብኸመይ እዩ፧ (it-1 523 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 7:1-17 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ግቡእ ኣጠቓቕማ ትዕይንታዊ ደገፍ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 9 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w14 15/10 14-16 ¶9-11, 13-14—ፍረ ነገር፦ ሓድሽ ኪዳን እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 124

  • “ውድባዊ ዕማማት”፦ (15 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ዚከኣል እንተ ዀይኑ፡ ንዅሎም ኣስፋሕቲ ነቲ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ወይ ነቲ ኣብ ከባቢኦም ዚርከብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ኪበጽሕዎ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 34

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ