ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 1
ብ1945 ሓደ ጕጅለ ኣሕዋት ካብቲ ኣብ ጀርመን ዝነበረ መዳጐኒ ደምበ ሓራ ድሕሪ ምውጻኦም፡ ናይ ቤት ማእሰርቲ ኽዳን ተኸዲኖም

1945፡ እሙናት ኣሕዋት ካብቲ ኣብ ጀርመን ዝነበረ መዳጐኒ ደምበ ሓራ ወጺኦም

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ እቶም ብሓቂ ዚደልይዎ እንታይ እዩ ዚስምዖ፧

ጥቕሲ፦ 1ጴጥ 5:6, 7

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዜቕልበልና ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዜቕልበልና ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 10:29-31

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ከም ዚርድኣልና ብኸመይ ንፈልጥ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ከም ዚርድኣልና ብኸመይ ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 139:1, 2, 4

ንዚቕጽል፦ ሓልዮት ኣምላኽ ዚጠቕመና ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ