እቲ ሊቀ ኻህናት ናብ ቅድስተ ቕዱሳን ይኣቱ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ እቶም ብሓቂ ዚደልይዎ እንታይ እዩ ዚስምዖ፧
ጥቕሲ፦ 1ጴጥ 5:6, 7
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዜቕልበልና ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧
○● ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዜቕልበልና ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧
ጥቕሲ፦ ማቴ 10:29-31
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ከም ዚርድኣልና ብኸመይ ንፈልጥ፧