ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 8
  • ብዓመት ደርቂ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዓመት ደርቂ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣሕዋትካ እመኖም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ንኻልኦት ምእማን ሓጐስ የምጽእ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • መወዳእታ ኪቐርብ ከሎ፡ ኣብ የሆዋ ተወከል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣብ የሆዋ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 8
ኣብ ጥቓ ማይ እተተኽለት ኦም፡ ፍረ ትፈሪ

16-22 መስከረም

ብዓመት ደርቂ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧

እምነትን ምትእምማንን እተተሓሓዛ እየን። ንኣብነት፡ ኣብ የሆዋ ዘላትና ድልድልቲ እምነት፡ ንሱ ኸም ዜዕቝበናን ከም ዚሓልየልና ኽንተኣማመን ትሕግዘና። (መዝ 23:1, 4፣ 78:22) ናብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ እናቐረብና ኣብ እንኸደሉ ዘለና እዋን፡ መጥቃዕትታት ሰይጣን እናሓየለ ኸም ዚኸይድ ክንጽበ ንኽእል ኢና። (ራእ 12:12) እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

ነታ ብዓመት ደርቂ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  1. ከምታ ኣብ ኤርምያስ 17:8 ተጠቒሳ ዘላ “ኦም” ዝዀንና ብኸመይ ኢና፧

  2. ሓደ ዓይነት “ዋዒ” እንታይ እዩ፧

  3. እቲ “ኦም” ዋዒ ምስ ኣጋጠሞ እንታይ እዩ ዚኸውን፧ ስለምንታይከ፧

  4. ሰይጣን እንታይ ኬጥፍእ እዩ ዚደሊ፧

  5. ከም ምኩራት በረርቲ ዝዀንና በየናይ መገድታት ኢና፧

  6. ነቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ፡ ወትሩ ኽንኣምኖ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ እቲ ዘሎና ምትእምማን ኪፍተን ዚኽእልከ ብኸመይ እዩ፧

  7. ካብ ዓለም ላግጺ እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ወትሩ ኽንኣምኖ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ