ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 4
  • ነቶም ዜፍርሁ ኣራዊት ኣይትፍርሃዮም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቶም ዜፍርሁ ኣራዊት ኣይትፍርሃዮም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምስ ክልተ ጨካናት ኣራዊት ምግጣም
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ራእይ—ንጸላእቲ ኣምላኽ ዘለዎ ትርጉም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • የሆዋ “እቲ ቐልጢፉ ኪኸውን ዘለዎ” ይገልጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 13-16

ነቶም ዜፍርሁ ኣራዊት ኣይትፍርሃዮም

13:1, 2, 11, 15-17

ንመንነት እቶም ኣብ ራእይ ምዕራፍ 13 ተጠቒሶም ዘለዉ ኣራዊት ምፍላጥና፡ ከይንፈርሆም ወይ ድማ ከምቲ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ዚገብርዎ ዘለዉ ተገሪምና ኸይንስዕቦም ይሕግዘና።

ንነፍሲ ወከፍ ኣራዊት ምስቲ ዚውክሎ ኣዛምዶ

ኣራዊት

እቲ ሸውዓተ ዝርእሱ ገበል

እቲ ገበል።—ራእ 13:1፡ እ.ጽ.

እቲ ሸውዓተ ርእስን ዓሰርተ ቐርንን ዘለዎ ኣራዊት

ዓሰርተ ቐርንን ሸውዓተ ርእስን ዘለዎ ኣራዊት።—ራእ 13:1, 2

እቲ ኽልተ ዝቐርኑ ኣራዊት

ናይ ገንሸል ዚመስል ክልተ ቐርኒ ዘለዎ ኣራዊት።—ራእ 13:11

ምስሊ እቲ ኣራዊት

ምስሊ እቲ ኣራዊት።—ራእ 13:15

ሓይልታት

  • ሓይሊ ዓለም ኣንግሎ ኣመሪካ

  • እተኣሳሰራ መንግስትታትን እቲ መተካእታኡ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን

  • ሰይጣን ድያብሎስ

  • ንኣምላኽ ዚጻረራ ዅለን መንግስትታት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ