ሙሴን ኣሮንን ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ይርኣዩ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○ ናይ ፈለማ ምብጻሕa
ሕቶ፦ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዲና እንነብር ዘለና፧
ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:1-5
ንዚቕጽል፦ እተን ዳሕሮት መዓልትታት ምስ ተወድኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧
○● ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ እተን ዳሕሮት መዓልትታት ምስ ተወድኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧
ጥቕሲ፦ ራእ 21:3, 4
ንዚቕጽል፦ ነቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ህይወት ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል፧
a * ካብዛ ወርሒ እዚኣ ጀሚሩ፡ እቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት፡ ናይ ፈለማ ምብጻሕን ተመላሊስካ ምብጻሕን ጥራይ እዩ ኺሕዝ።