ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 1
ኣብርሃም ናብቲ ብኸዋኽብቲ ዝመልአ ሰማይ እናኣመልከተ ንይስሃቅ ብዛዕባ የሆዋ ይምህሮ። ሳራ ድማ ኣብ ብድሕሪኦም ኰይና ትጥምቶም።

ኣብርሃም ንይስሃቅ ብዛዕባ የሆዋ ይምህሮ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ብዛዕባ መጻኢ ብኸመይ ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 46:10

ንዚቕጽል፦ እንታይ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪፍጸም ንርኢ ኣለና፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • እታ ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍን እታ ‘ብስራት ኣምላኽ’ ዘርእስታ ብሮሹርን።

    bhs 29 ¶2

  • fg ትምህርቲ 3 ¶2

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ እንታይ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪፍጸም ንርኢ ኣለና፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:1-5

ንዚቕጽል፦ እንታይ በረኸት ከም እንረክብ እዩ ኣምላኽ ኣተስፍዩና ዘሎ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • እታ ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍን እታ ‘ብስራት ኣምላኽ’ ዘርእስታ ብሮሹርን።

    bhs 98 ¶10

  • fg ትምህርቲ 1 ¶3

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ እንታይ በረኸት ከም እንረክብ እዩ ኣምላኽ ኣተስፍዩና ዘሎ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 65:21-23

ንዚቕጽል፦ ወዲ ኣምላኽ ነዚ በረኸት ኣብ ምምጻእ እንታይ እጃም እዩ ኺህልዎ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • እታ ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 35 ¶20

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ