ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥሪ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥሪ ገጽ 1
ኖህን ስድራ ቤቱን እንስሳታትን ምግብን ናብታ መርከብ የእትዉ።

ኖህን ስድራ ቤቱን ናብታ መርከብ ኪኣትዉ ይዳለዉ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ስም ኣምላኽ መን እዩ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 83:18

ንዚቕጽል፦ ቀንዲ ባህርይ የሆዋ እንታይ እያ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ’መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍን ’ብስራት ኣምላኽ’ ዘርእስታ ብሮሹርን

    bhs 12 ¶14

  • fg ትምህርቲ 2

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ቀንዲ ባህርይ የሆዋ እንታይ እያ፧

ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 4:8

ንዚቕጽል፦ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ’መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍን ’ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ’ ዘርእስታ ብሮሹርን’

    bhs 11 ¶13

  • ll 29

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ጥቕሲ፦ ዮሃ 17:3

ንዚቕጽል፦ ኣብ መጻኢ እንታይ ከም ዚኸውን፡ የሆዋ ይነግረና ድዩ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ’መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍን ’ብስራት ኣምላኽ’ ዘርእስታ ብሮሹርን

    bhs 15 ¶19

  • fg ትምህርቲ 3

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ