ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥሪ ገጽ 2
  • 6-12 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 6-12 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥሪ ገጽ 2

6-12 ጥሪ

ዘፍጥረት 1-2

  • መዝሙር 11ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ኣብ ምድሪ ህይወት ፈጠረ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ዘፍጥረት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ዘፍ 1:3, 4, 6, 9, 11—ካብ ሓደ ኽሳዕ ሰለስተ ዘሎ መዓልትታት ፍጥረት (it-1 527-528)

    • ዘፍ 1:14, 20, 24, 27—ካብ ኣርባዕተ ኽሳዕ ሽዱሽተ ዘሎ መዓልትታት ፍጥረት (it-1 528 ¶5-8)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 1:1—መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕድመ ምድሪ እንታይ ይብል፧ (w15 1/6 5)

    • ዘፍ 1:26—የሱስ ከም ኣምላኽ ፈጣሪ ድዩ ነይሩ፧ (it-2 52)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 1:1-19 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ግብራዊ ጥቕሚ ነጺሩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 13 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w08 1/2 5—ፍረ ነገር፦ ብዛዕባ ኣፈጣጥራና ምፍላጥና፡ ኣእምሮኣዊ ሰላም የምጽኣልና። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 73

  • “ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ትኽእልዶ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ ኸምኡ እውን ሓደ ኽኢላ ስነ እንስሳ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 47

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 151ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ