ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 1-2 የሆዋ ኣብ ምድሪ ህይወት ፈጠረ 1:3, 4, 6, 9, 11, 14, 20, 24, 27 የሆዋ ኣብ ኵለን እተን መዓልትታት ፍጥረት እንታይ ከም ዝገበረ፡ መግለጺ ጽሓፍ። 1ይቲ መዓልቲ 2ይቲ መዓልቲ 3ይቲ መዓልቲ 4ይቲ መዓልቲ 5ይቲ መዓልቲ 6ይቲ መዓልቲ