ዮሴፍ ኣብ ግብጺ ተኣሲሩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣብ የሆዋ ይውከል ነይሩ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧
ጥቕሲ፦ መክ 9:5ሀ
ንዚቕጽል፦ ሞት መወዳእታ ዅሉ ድዩ፧
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ሞት መወዳእታ ዅሉ ድዩ፧
ጥቕሲ፦ እዮ 14:14, 15
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ነቶም ሞይቶም ዘለዉ ፍቑራትና ምስ ኣተንስኦም፡ ህይወት ከመይ ክትመስል እያ፧
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ነቶም ሞይቶም ዘለዉ ፍቑራትና ምስ ኣተንስኦም፡ ህይወት ከመይ ክትመስል እያ፧
ጥቕሲ፦ ኢሳ 32:18
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ሰላም ዜምጽእ ብኸመይ እዩ፧