ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (14 መጋቢት–7 ሚያዝያ)፦
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 1
የሱስን እቶም እሙናት ሃዋርያቱን ኣብ ድራር ጐይታ ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም።

የሱስ ንእሙናት ሃዋርያቱ ኺዳን ይኣትወሎም

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:28

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 29 ¶1

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 55:11

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 29 ¶2

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 37:10, 11

ንዚቕጽል፦ ካብ ተስፋታት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንጥቀም፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 35 ¶17

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (14 መጋቢት–7 ሚያዝያ)፦

“ሚልዮናት ሰባት ናብ ዜኽብርዎ ሓደ ፍሉይ በዓል ክንዕድመካ ኢና መጺእና። እዚ ድማ ሞት የሱስ ዚኽበረሉ በዓል እዩ።” ወረቐት ዕድመ ሃቦ። “እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ በዓል ኣብ ከባቢና ዚኽበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ ፍሉይ መደረ መጺእካ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።”

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ