ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 16
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (27 ለካቲት–27 መጋቢት)
  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 16

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ።

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (27 ለካቲት–27 መጋቢት)

‘ተዓዲምካ ኣለኻ’ ዘርእስታ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ሞት የሱስ።

“ሚልዮናት ሰባት ናብ ዜኽብርዎ ሓደ ፍሉይ በዓል ክንዕድመካ ኢና መጺእና [ወይ ከኣ እንድውለልካ ወይ እንጽሕፈልካ ዘለና]። እዚ ድማ ሞት የሱስ ዚኽበረሉ በዓል እዩ።” ወረቐት ዕድመ ሃቦ [ወይ ከኣ ተክስት ግበረሉ ወይ ብኢ-መይል ስደደሉ]። “እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ በዓል ኣብ ከባቢና ዚኽበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ [ወይ ከኣ ብኦንላይን ክትርከብ ትኽእል ኢኻ]። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ ፍሉይ መደረ መጺእካ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።”

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ [ወይ ከኣ ተክስት ግበረሉ ወይ ብኢ-መይል ስደደሉ]።

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ መን እዩ ነይሩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 16:16

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 41 ¶5

ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

  • ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    bhs 52 ¶2

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ