ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 16
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (19 መጋቢት–15 ሚያዝያ)
  • ናይ ፈለማ ምብጻሕa (1-18 መጋቢት፡ 16-30 ሚያዝያ)
  • ተመላሊስካ ምብጻሕb
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 16
ሰብ ሓዳር ኣብ ኣፍ ደገ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኖም ውዕዉዕ ኣቀባብላ ይገብሩ።

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (19 መጋቢት–15 ሚያዝያ)

“ሚልዮናት ሰባት ናብ ዜኽብርዎ ሓደ ፍሉይ በዓል ክንዕድመካ ኢና ደሊና። እዚ ድማ ሞት የሱስ ዚኽበረሉ በዓል እዩ።” እተሓትመ ወይ ኤለክትሮኒካዊ ወረቐት ዕድመ ሃቦ። “እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ በዓል ኣብ ከባቢና ዚኽበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። [ወይ ድማ ብኦንላይን ብኸመይ ከም እትእከብ ትሕብር] ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ ፍሉይ መደረ መጺእካ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።”

ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ፦ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ [ወይ ተክስት ግበረሉ ወይ ብኢ-መይል ስደደሉ]

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ናይ ፈለማ ምብጻሕa (1-18 መጋቢት፡ 16-30 ሚያዝያ)

ሕቶ፦ የሱስ መን እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 16:16

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ተመላሊስካ ምብጻሕb

ሕቶ፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

a b ነቲ ሕቶን ነቲ ንዚቕጽል ዚብልን ነቲ ኣቐራርባን ምስ ኵነታት እቲ ኸባቢኻ ኸተተዓራርዮ ትኽእል ኢኻ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ