ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 8
  • ትሑት ኩን—ንርእስኻ ኣይትንኣዳ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሑት ኩን—ንርእስኻ ኣይትንኣዳ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እቶም ዓሰርተው ክልተ ሰለይቲ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ምጅሃር ግቡእ ድዩ፧
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ትሑት ኩን—ንርእስኻ ኣይትንኣዳ

ርእስኻ ምንኣድን ጃህራን ምልክት ትዕቢት እዩ፣ እዚ ኸኣ ንሰማዕቲ ዚሃንጽ ኣይኰነን። ስለዚ ድማ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ኣፍካ ዘይኰነትሲ፡ ካልእ ይንኣድካ” ዚብልና።—ምሳ 27:2።

ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትሑት ኩን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ገለ ኻብቲ ሰባት ዚጃሃሩሉ ልሙድ ነገራት እንታይ እዩ፧

  • ካሌብ ንዓርኩ ብዛዕባ እንታይ እዩ ተጃሂሩሉ፧

  • ካሌብ ትሑት ኪኸውን ኣቦኡ ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

  • ቀዳማይ ጴጥሮስ 5:5 ትሑታት ክንከውን እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧

ካሌብ ኣብ ዓብዪ ሽልማት ደው ኢሉ፡ ነቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ዓርኩ ይጅሃረሉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ