ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 8
  • ክትውደስ ከለኻ ትሑት ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክትውደስ ከለኻ ትሑት ኩን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክትፍተን ከለኻ እሙን ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ኣውራጃዊ ዓቢ ኣኼባ ዘለዓዕል ዕድመ የቃልሕ!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትንእዶ
    ንቕሑ!—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ክትውደስ ከለኻ ትሑት ኩን

ሓድሓደ ግዜ፡ ካልኦት ሰባት ኪውድሱና ወይ ኪንእዱና ይኽእሉ እዮም። ነዚ ኻብ ልብን ካብ ቅኑዕ ድራኸን ምስ ዚገብርዎ ኼተባብዓና ይኽእል እዩ። (ምሳሌ 15:23፣ 31:10, 28) ግናኸ፡ ካብ ካልኦት ከም ዝበለጽና ዀይኑ ኸም ዚስምዓናን ከም እንዕበን ከይገብረና ኽንጥንቀቕ ኣሎና።

ነታ ከም የሱስ እሙን ኩን—ክትውደስ ከለኻ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ብዛዕባ እንታይ ኢና ኽንነኣድ ወይ ክንውደስ እንኽእል፧

  • እቶም ኣሕዋት ንሰርጌ ዘወደስዎ ብኸመይ እዮም፧

  • ውዳሰኦም ካብቲ ዚግባእ ዝሓለፈ ብኸመይ እዩ፧

  • ካብቲ ሰርጌ ዘርእዮ ትሕትና እንታይ ትምሃር፧

ሰርጌ ምስ ኣሕዋት ኣብ ቤት ሓደ ሓው እናተዘናግዐ ኸሎ፡ ኣሕዋት ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተላዒሎም ንዝሃብዎ ዘይግቡእ ውዳሰ ብትሕትና ኺምልስ ከሎ፡ ካብታ ‘ከም የሱስ እሙን ኩን—ክትውደስ ከለኻ’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ ስእሊ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ