ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 6
  • መዓልቲ ዕርቅን ንስኻን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዓልቲ ዕርቅን ንስኻን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዕጣን ምዕጣን ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ቦታ ኣለዎዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ካብ መጽሓፍ ዘሌዋውያን እንምሃሮ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ነቲ ‘ጸሎት ዚሰምዕ’ ብኸመይ ከም እትቐርቦ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • መሰውኢታት ማሕደርን ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበሮ ግደን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 6
ሊቀ ኻህናት፡ ዕጣንን ጓህርን ሒዙ ናብ ቅድስተ ቕዱሳን ይኣቱ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 16-17

መዓልቲ ዕርቅን ንስኻን

16:12-15

ካብቲ ኣብ መዓልቲ ዕርቂ ዚቐርብ ዕጣን እንታይ ንምሃር፧

  • እቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ዜቕርብዎ ቕቡል ጸሎት ከም ዕጣን እዩ። (መዝ 141:2) ልክዕ ከምቲ ሓደ ሊቀ ኻህናት ዕጣን ናብ የሆዋ ኬቕርብ ከሎ ብዓብዪ ኣኽብሮት ዚገብሮ፡ ንሕና እውን ንየሆዋ ብፍርሃትን ብኣኽብሮትን ኢና እንቐርቦ

  • እቲ ሊቀ ኻህናት መስዋእቲ ቕድሚ ምቕራቡ ዕጣን ኪዓጥን ነበሮ። የሱስ እውን ብተመሳሳሊ፡ ንህይወቱ መስዋእቲ ገይሩ ቕድሚ ምቕራቡ፡ ብንጽህናን ብተኣማንነትን ብምምልላስ፡ የሆዋ ነቲ መስዋእቱ ምእንቲ ኪቕበሎ መገዲ ኼዳሉ ነይርዎ

ስእልታት፦ 1. ሰብ ሓዳር ንኣገልግሎት ተዳልዮም፡ ይጽልዩ። 2. እቶም ሰብ ሓዳር ንሓደ ብዓል ታኽሲ፡ ብታብለት ገይሮም ይምስክሩሉ።

እቲ ንየሆዋ ዘቕርቦ መስዋእቲ፡ ኣብ ቅድሚኡ ተቐባልነት ምእንቲ ኺረክብ ብኸመይ ከረጋግጽ እኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ