ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 11
  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ሞገስ ኣምላኽ ከየጥፋእካ፡ ንዜጓንፈካ ለውጥታት ምኽኣሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ዓቕሊ ድለ እሞ ንየሆዋ ባህ ኣብሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 11
ሓደ መንእሰይ ናብ ክርስትያናዊ ኣኼባ ይብገስ። ናይ የሆዋ ምስክር ዘይኰነ ኣቦኡ ኺጭድረሉ ኸሎ ስቕ ይብል። እታ ቤት ብሃይማኖታዊ ስእልን ብጽሕዲ ልደትን ተሰሊማ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዓቕልኻ ኣይትጸንቅቕ

ሙሴ ጸቕጥን ውጥረትን ምስ ኣጋጠሞ፡ ዓቕሉ ተፈቲኑ ነይሩ (ዘሁ 20:2-5፣ w19.02 12 ¶19)

ንእተወሰነ እዋን ዓቕሉ ተጸንቂቑ ነይሩ (ዘሁ 20:10፣ w19.02 13 ¶20-21)

የሆዋ ንሙሴን ንኣሮንን ስለቲ ዝፈጸምዎ ኸቢድ ጌጋ ገሲጽዎም (ዘሁ 20:12፣ w09 1/9 19 ¶5)

ዓቕሊ እንተኣልዩና ልኡማት ደኣ ንኸውን እምበር፡ ኣይንዕበን ወይ ኣይንጅሃርን። ክንጕዳእ ከለና ኸይተበሳጨና፡ ከይተቐየምና ወይ ሕነ ኸይፈደና ብትዕግስቲ ኢና እንጾሮ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ