ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 8
  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንጽህና ምሕላው ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ ሓደ ኣገዳሲ ክርክር እትው ኢኻ
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ

[መእተዊ እዮብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

እዮብ ንጥቕሚ ርእሱ ኢሉ ንየሆዋ ኸም ዜፍቅሮን ከም ዜገልግሎን ሰይጣን ከሲሱ (እዮ 1:8-11፣ w18.02 6 ¶16-17)

ሰይጣን ንየሆዋ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኸም ዘይብልና ኸሲሱ (እዮ 2:4, 5፣ w19.02 5 ¶10)

ሓንቲ ተሪር ቆብዕ ዝገበረት ሓብቲ፡ ድሕሪ ባህርያዊ ሓደጋ ንሓንቲ ሰበይቲ ትምስክረላ።

ሰይጣን ሓሳዊ ምዃኑ ምእንቲ ኸነረጋግጽ የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ኣጋጣሚ ሂብና እዩ። (ምሳ 27:11) ኣብ ጽቡቕን ኣብ ሕማቕን እዋን ንየሆዋ ቐዳምነት ብምሃብ፡ ክሳዕ ክንደይ ከም እነፍቅሮ ኸነርኢ ንኽእል ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ