ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 10
  • ንጽህና ምሕላው ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጽህና ምሕላው ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጽህናኻ ሓሉ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ብንጽህናና ኢና እንመላለስ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ስለምንታይ ንጽህናኻ ትሕሉ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጽህና ምሕላው ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን

እዮብ ብጌጋ ንኣምላኽ ነቒፍዎ (እዮ 27:1, 2)

እዮብ ጌጋታት እኳ እንተ ገበረ፡ ንጹህ ከም ዝዀነ እዩ ዚሓስብ ነይሩ (እዮ 27:5፣ it-1 1210 ¶4)

ንጽህና፡ ብምሉእ ነፍስኻ ንየሆዋ ምፍቃር ደኣ እምበር፡ ፍጽምና ዚሓትት ኣይኰነን (ማቴ 22:37፣ w19.02 3 ¶3-5)

ሓደ ሓው ብዝሓለፈ ጌጋታቱ ይጕሂ። ድሕሪ ግዜ ግና፡ ሕጉስን ብርእሱ ዚተኣማመንን ይኸውን።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ የሆዋ ኻባና ፍጽምና ኸም ዘይጽበ ምፍላጥና፡ ተስፋ ኸይንቘርጽ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ