ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 2
  • ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መገድኻ ብኸመይ ተቕንዕ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ነቲ ኣድልዎ ዘየርኢ ኣምላኽና ትመስሎዶ ኣሎኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 2
እተን ሓሙሽተ ኣዋልድ ጸሎፍሓድ ኣብ መእተዊ እቲ ድንኳን ምርኻብ ኰይነን፡ ርስቲ ኣቦአን ኪውሃበን ንሙሴ ይሓትታኦ።

ኣዋልድ ጸሎፍሓድ ርስቲ ኣቦአን ኪውሃበን ይሓትታ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ

እተን ሓሙሽተ ኣዋልድ ጸሎፍሓድ፡ ርስቲ ኣቦአን ኪውሃበን ሓተታ (ዘሁ 27:1-4፣ w13 15/6 10 ¶14፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

የሆዋ ብዘይ ኣድልዎ ወሰነ (ዘሁ 27:5-7፣ w13 15/6 11 ¶15)

ንሕና እውን ከነዳሉ የብልናን (ዘሁ 27:8-11፣ w13 15/6 11 ¶16)

ንኣመንቲ ብጾትና ብምኽባር፡ ብተኣማንነት ብምፍቃር፡ ንእተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ብምስባኽ፡ ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ኽንመስሎ ንኽእል ኢና።

ስእልታት፦ ከም ዘይነዳሉ እንርእየሉ መገዲ። 1. እተፈላለየ ዕድመን ዓሌትን ዘለዎም ሓሙሽተ ኣዕሩኽ ብሓባር ይምገቡን ይዘናግዑን። 2. ሰብ ሓዳር ካብኦም እተፈልየ ዓሌት ንዘለዎ ሰብ ኣብ ጥቓ ሰፈር ስደተኛታት ይምስክሩሉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ