ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 6
  • የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መገድኻ ብኸመይ ተቕንዕ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 6
ታቦት ኪዳን ዝጾሩ ኻህናት በቲ ዚውሕዝ ፈለግ ዮርዳኖስ ይሳገሩ።

ታቦት ዝጾሩ ኻህናት ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም

የሆዋ ዚህቦ መምርሒ ብዓይኒ ሰብ ኪርአ ኸሎ፡ ዘይጥበባዊ ይመስል ይኸውን (እያ 3:12, 13፣ it-2 105፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

እተሾሙ ሰብኡት፡ መምርሒታት ኣብ ምስዓብ ቀዳሞት ኪዀኑ ኣለዎም (እያ 3:14፣ w13 15/9 16 ¶17)

የሆዋ ንቘራጽ ስጕምቲ ይባርኾ (እያ 3:15-17፣ w13 9/15 16 ¶18)

ታቦት ኪዳን ዝጾሩ ኻህናት ንንቑጽ ምድሪ ዮርዳኖስ ይሳገሩ።

ዋላ እኳ ጥዕናና ወይ ኵነታትና እንተ ደረተና፡ የሆዋ ነቲ ንምስባኽ እንወስዶ ተበግሶ ይባርኾ እዩ።

ሓንቲ ሓብቲ ዕዮና ኣብ እተኣገደሉ ዓዲ ኣብ መናፈሻ ዀይና ንሓንቲ ሰበይቲ ትምስክረላ፣ ፖሊስ ድማ ብጥቓአን ይሓልፍ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ