ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 14
  • ንጉስኩም መን እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጉስኩም መን እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብየሆዋ ኣምላኽካ በርትዕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 14
ነብዪ ሳሙኤል ንገሊኦም እስራኤላውያን ኪዛረቦም ከሎ ናብ ሰማይ የመልክት።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጉስኩም መን እዩ፧

እስራኤላውያን ብድፍረት ሰብኣዊ ንጉስ ኪነግሶም ሓቲቶም (1ሳሙ 8:4, 5፣ it-2 163 ¶1)

እስራኤላውያን እቲ ብዓይኒ ዘይርአ የሆዋ፡ መራሒኦም ኰይኑ ኪቕጽል ኣይደለዩን (1ሳሙ 8:7, 8፣ w11 1/1 27 ¶2)

የሆዋ እቲ ዝሓተትዎ ሕቶ ብዛዕባ ዜስዕቦ ሳዕቤን ኣጠንቀቖም (1ሳሙ 8:9, 18፣ w10 15/1 30 ¶9)

የሆዋ ወትሩ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ፍጥረቱ ልዑላዊ እዩ። ኣገዛዝኣኡ ሕያውነት ዚንጸባረቖን ንተገዛእቱ ዜኽብርን እዩ። ንኣገዛዝኣኡ እንተ ተኣዚዝናን እንተ ደጊፍናን ዘለኣለማዊ በረኸት ክንረክብ ኢና።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ህይወተይ ንኣገዛዝኣ የሆዋ ኸም ዝድግፍ ብኸመይ የርኢ ኣለኹ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ