ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 2
  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ

ዳዊት ካብ ሳኦል ሃዲሙ (1ሳሙ 27:5-7፣ it-1 41)

ዳዊት ንዶብ ይሁዳ ተኸላኺሉ (1ሳሙ 27:8, 9፣ w21.03 4 ¶8)

ዳዊት ንኣኪሽ ምሉእ ዝርዝር ኣይነገሮን (1ሳሙ 27:10-12፣ it-2 245 ¶6)

ሓደ ሓው ፖሊስ ኪምርምርዎ ኸለው ስቕ ይብል።

ኣብ ግዜና፡ ሰበ ስልጣን ንንጥፈታት መንግስቲ ኣምላኽ ይእግዱን ብዛዕባ ኣሕዋትና ሕቶታት ይሓትቱና ይዀኑ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እዋናት፡ ንኣሕዋትና ኣብ ሓደጋ ምእንቲ ኸይነእቱ፡ ስቕ ምባልና ጥበባዊ እዩ።—ምሳ 10:19፣ 11:12፣ መክ 3:7።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ