ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 6
  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ሓላዪ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን

ዳዊት ካብቲ ህዝቢ ውዳሰ ረኺቡ (1ሳሙ 18:5-7፣ w04 1/4 15 ¶4)

የሆዋ ንዳዊት ኣብ ኵሉ ዚገብሮ ኣሳልጦ ይህቦ ነበረ (1ሳሙ 18:14)

ዳዊት ትሑት እዩ ነይሩ (1ሳሙ 18:22, 23፣ w18.01 28 ¶6-7)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ኣብ ዓብዪ ኣኼባ መደረ የቕርብ። 2. እቲ ሓው ካብ ካልኦት ውዳሰን ኣቓልቦን ይውሃቦ፡ ንሱ ግና ብትሕትና ነቲ ውዳሰ ምቕባል ይኣቢ።

ካብ የሆዋ በረኸት ክንረክብ ከለና፡ ትሑታት ክንከውን ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ትሑታት ክንከውን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ