ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ ሓላዪ እዩ
ሳሙኤል፡ ኤሊ ዝጸውዖ መሲልዎ ነይሩ (1ሳሙ 3:4-7፣ w18.09 24 ¶3)
የሆዋ ንሳሙኤል ይጽውዖ ኸም ዝነበረ ንጽር ገበረሉ (1ሳሙ 3:8, 9)
የሆዋ ነቲ መንእሰይ ዝነበረ ሳሙኤል ሓልዮት ኣርእይዎ (1ሳሙ 3:15-18፣ w18.09 24 ¶4)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንመንእሰያትን ንዓበይትን ብኸመይ ሓልዮት ከርእዮም እኽእል፧ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ንኻልኦት ሓልዮት ከርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’