ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 15
  • ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ‘ምእዛዝ ካብ መስዋእቲ ይበልጽ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሱስ ንሳውል ሓረዮ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 15

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ

ሳኦል ዓቕሙ ድሩት ምዃኑ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ፡ ንግስና ምቕባል ኣበየ (1ሳሙ 9:21፣ 10:20-22፣ w20.08 10 ¶11)

ሳኦል ካልኦት ብዛዕባኡ ኣሉታዊ ነገር ምስ ተዛረቡ፡ ተሃዊኹ ስጕምቲ ኣይወሰደን (1ሳሙ 10:27፣ 11:12, 13፣ w14 15/3 9 ¶8)

ሳኦል፡ መንፈስ ቅዱስ የሆዋ ንዝሃቦ መምርሒ ተቐቢሉ (1ሳሙ 11:5-7፣ w95 15/12 10 ¶1)

ሓደ ሽማግለ ንሓንቲ ዕድመ ወረቐት መርዓ ዝሓዘት ሓብቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ የርእያ።

ትሕትና ነቲ ዘሎና ፍሉይ መሰላትን ዘሎና ኽእለትን ካብ የሆዋ ኸም እተዋህበና ውህበት ጌርና ኽንርእዮ ትሕግዘና እያ። (ሮሜ 12:3, 16፣ 1ቈረ 4:7) ብዘይካዚ፡ ትሑታት እንተ ዄንና፡ ብቐጻሊ ኣብ መምርሒ የሆዋ ኽንውከል ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ