ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 4
  • “እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ዳዊት ኣይፈርሀን
    ንደቅኻ ምሃሮም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 4
ጐልያድ ኣብ ልዕሊ እቲ ጸዋር ዋልታኡ ጸብለል ኢሉ ይርአ፡ ኣብቲ ዓውደ ዂናት ድማ ንዳዊት የባጭወሉ።

ዳዊት ንጐልያድ ይገጥሞ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”

ዳዊት ኣብ የሆዋ ዝነበሮ እምነት፡ ኣብ ፍልጠትን ኣብ ተመክሮን እተመስረተ እዩ ነይሩ (1ሳሙ 17:36, 37፣ wp16.5 11 ¶2-3)

ዳዊት ንጐልያድ ምስ ገዛእ ርእሱ ዘይኰነስ፡ ምስ የሆዋ እዩ ኣወዳዲርዎ (1ሳሙ 17:45-47፣ wp16.5 11-12)

የሆዋ ንዳዊት ምስ ዜፍርህን ሓያልን ጸላኢ ተዋጊኡ ኺዕወት ሓጊዝዎ (1ሳሙ 17:48-50፣ wp16.5 12 ¶4፣ ስእሊ ገበር ርአ)

ሓደ ሰብኣይ፡ ፓኮ ሽጋራ ኣብ እንዳ ጐሓፍ ይድርቢ።

ሓድሓደ ግዜ፡ ከም መስጐጕቲ፡ ሕማቕ ኣመል ዝኣመሰለ ኸቢድ ጸገማት የጋጥመና ይኸውን። እቲ ጸገማት ኣዝዩ ኸቢድ ዚመስል እኳ እንተ ዀነ፡ ምስቲ ደረት ዘይብሉ ሓይሊ የሆዋ ኺነጻጸር ከሎ ቐሊል ከም ዝዀነ ኽንርስዕ የብልናን።—እዮ 42:1, 2።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ