ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 9
  • ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እተገለልካ ዀይኑ ተሰሚዑካዶ ይፈልጥ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 9

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ

ዳዊት ብተኣማንነት ኬፍቅር ይደሊ ነይሩ (2ሳሙ 9:1፣ w06 15/6 14 ¶6)

ዳዊት ንመፊቦሸት ንምሕጋዝ ብኡብኡ ስጕምቲ ወሰደ (1ሳሙ 20:15, 42፣ 2ሳሙ 9:5-7፣ w05 15/5 17 ¶12)

ዳዊት ንርስቲ መፊቦሸት ኪከናኸን ንጺባ መደቦ (2ሳሙ 9:9, 10፣ w02 15/2 14 ¶10)

ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ብዕድመ ንዝነኣሰት ሓብቲ ሕቝፍ ኣቢላ ተጸናንዓ።

ዳዊት ንዮናታን ዝኣተዎ ቓል ኣይረስዖን። ንሕና እውን ንክርስትያናት ብጾትና ብተኣማንነት ከነፍቅሮም ኣሎና።—መዝ 41:1, 2፣ ምሳ 19:17።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ