ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 6
  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብቲ “ቐስቲ” ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 6
ዑዛ እቲ ታቦት ኪዳን ምእንቲ ኸይወድቕ ኢዱ ዘርጊሑ ይሕዞ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ

ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተበጊስካ ዚግበር ነገራት ነቲ ኣምላኽ ከነማልኦ ዚደልየና ብቕዓት ኣይቅይሮን (2ሳሙ 6:3-5፣ w05 15/5 17 ¶8)

ዑዛ ንሕጊ ኣምላኽ ጥሒሱ (2ሳሙ 6:6፣ w05 1/2 27 ¶20)

የሆዋ ንዑዛ ስለ ድፍረቱ ቐጺዕዎ (2ሳሙ 6:7፣ w05 1/2 27 ¶21)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ህይወተይ ንየሆዋ ኸየጕህዮ ዚብል ፍርሂ ኸም ዘሎኒ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’—ምሳ 3:7

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ