ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 12
  • ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም

ወለዲ ንየሆዋ ዘላቶም ፍቕሪ ኼማዕብሉ ኣለዎም (ዘዳ 6:5፣ w05 15/6 20 ¶11)

ንደቆም ሰናይ ኣብነት ኪዀንዎም ኣለዎም (ዘዳ 6:6፣ w07 15/5 15-16)

ንደቆም ብዛዕባ የሆዋ ወትሩ ኺምህርዎም ኣለዎም (ዘዳ 6:7፣ w05 15/6 21 ¶14)

ብዘይካ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ደቅኹም ንየሆዋን ንስርዓታቱን ፍቕሪ ኼማዕብሉ ኽትሕግዙሉ እትኽእሉሉ፡ እንታይ ኣጋጣሚታት ኣሎ፧

ኣቦን ወድን ዓለልፈለል ይሰርሑ። ብድሕሪኦም ድማ ‘ተነዲፉ ድዩ፧’ ዘርእስተን ዓምድታት ኣለዋ።
ኣቦ፡ ጓሉ ንስእሊ ኦም ቱፋሕ ሕብሪ ኽትለኪ ኸላ የዕልላ። ነቲ ኣብ ሸሓኒ ዘሎ ቱፋሕ ድማ የርእያ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ