ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 10
  • ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ

ንሕግታት ኣምላኽ ክንእዘዝ ከለና፡ ጥበበኛታትን መስተውዓልትን ምዃንና ኢና እነርኢ (ዘዳ 4:6፣ it-2 1140 ¶5)

ንተግባራትና ዜስተውዕሉ ሓያሎ ሰባት፡ ሕግታት ኣምላኽ ጥበብ ከም ዘለዎ ይግንዘቡ እዮም (ዘዳ 4:6፣ w99 1/11 20 ¶6-7)

ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ከባቢኦም ካብ ዘለዉ ኣህዛብ ዚበልጽ ህይወት ኣለዎም (ዘዳ 4:7, 8፣ w07 1/8 29 ¶13)

ሓያሎ ንጽቡቕ ኣካይዳ እቶም ብሕግን ብስርዓታትን ኣምላኽ ዚምርሑ ሰባት ምስ ረኣዩ፡ ናብ ውድብ የሆዋ ይስሓቡ እዮም።

ኣብ ምስክርነት ዓረብያ ዘገልግል ሓው ካብ ጁባ ሓደ ሰብኣይ ቦርሳ ኺወድቕ ከሎ ይርኢ፡ ሓንቲ ኣብ ካፈ ኾፍ ዝበለት ሰበይቲ ድማ ትርእዮ።
ሓደ ሓው፡ ነቲ ቦርሳ ዝወደቖ ሰብኣይ ቦርሳኡ ኺመልሰሉ ኸሎ፡ እታ ኣብ ካፈ ኾፍ ዝበለት ሰበይቲ ትዕዘብ።

ነቲ ጥበብ ዝመልኦ መምርሒ የሆዋ ብምስዓብካ፡ እንታይ በረኸት ረኺብካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ