ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 4
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣገልግሎት ሌዋውያን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 4
ስእልታት፦ 1. እስራኤላዊ ጐይታ ንእብራዊ ባርያኡ ሓራ የውጽኦ። 2. ሓደ ሰብኣይ እተሓትመ ጥቕላል ንኻልእ ሰብኣይ ይህቦ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ድኻታትን ርስቲ ዘይብሎምን ካብ ህዝቢ እስራኤል ሓገዝ ይረኽቡ ነበሩ (ዘዳ 14:28, 29፣ it-2 1110 ¶3)

ኣብ ዓመት ሰንበት፡ እቲ ንብጻዩ ዘለቅሐ እስራኤላዊ፡ ዕዳኡ ‘ይሓድገሉ’ ነበረ (ዘዳ 15:1-3፣ it-2 833)

ርእሱ ንባርነት ዝሸጠ እስራኤላዊ፡ ኣብ ሻውዓይ ዓመት ኣገልግሎቱ፡ ጐይታኡ ሓራ የውጽኦን ህያብ ይህቦን ነበረ (ዘዳ 15:12-14፣ it-2 978 ¶6)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንስኡናት ክርስትያናት ሓልዮት ከርእየሉ ዝኽእል እንታይ ግብራዊ መገድታት ኣሎ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ