ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 14
  • ኣገልግሎት ሌዋውያን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣገልግሎት ሌዋውያን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ግደይ የሆዋ እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 14
ስእልታት፦ ሌዋውያን እተፈላለየ ዕዮ ይዓይዩ። 1. ሓደ ሌዋዊ ኣብ ገበራ ነሓሲ ማይ የፍስስ። 2. ሓደ ሌዋዊ ዓታሩ ዝመልአት ዓረብያ ይጐትት። 3. ሓደ ሌዋዊ ዕትሮ ተሰኪሙ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣገልግሎት ሌዋውያን

የሆዋ ንሌዋውያን ኣብ ክንዲ ዅሉ በዅሪ እስራኤል ወሰዶም (ዘሁ 3:11-13፣ it-2 683 ¶3)

ሌዋውያን ክቡር መሰላት ኣገልግሎት ነይርዎም (ዘሁ 3:25, 26, 31, 36, 37፣ it-2 241)

ካብ 30 ኽሳዕ 50 ዓመት ዝዕድሚኦም ሌዋውያን ምሉእ ኣገልግሎቶም ይፍጽሙ ነበሩ (ዘሁ 4:46-48፣ it-2 241)

ዕዮ ኽህነት ካብ ዓሌት ኣሮን ንዝዀኑ ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ እተመደበ ዀይኑ፡ እቶም ዝተረፉ ሌዋውያን ከኣ ይሕግዝዎም ነበሩ። ሎሚ እውን ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ገሊኦም ሓላፍነት ዘለዎም ሰብኡት ከቢድ መንፈሳዊ ጕዳያት ኪዓይዩ ኸለዉ፡ ካልኦት ከኣ ካልእ ኣገዳሲ ነገራት ይዓይዩ እዮም።

ሓደ መንእሰይ ትእዛዝ ጽሑፋት ጉባኤ ብጥንቃቐ ይርኢ። ካብኡ ብዕድመ ዝዓበየ ሓው ናብኡ እናጠመተ ፍሽኽ ይብል።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ