ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 10
  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ከይትዕበን እምብዛ ብርእስኻ ኸይትተኣማመንን ተጠንቀቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ግደይ የሆዋ እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ርስትኻ ኣነ እየ’

የሆዋ ንኻህናትን ንሌዋውያንን ክቡር መሰል ኣገልግሎት ሂብዎም ነበረ (ዘሁ 18:6, 7)

ነገድ ሌዊ፡ ምድሪ ኣይምቀሉን እዮም ነይሮም፣ የግዳስ፡ ርስቶም የሆዋ እዩ ነይሩ (ዘሁ 18:20, 24፣ w11 15/9 13 ¶9)

እቶም ህዝቢ ኻብ ፍረ እታ ምድሪ፡ ዕሽር ንሌዋውያንን ንኻህናትን ይህብዎም ነበሩ (ዘሁ 18:21, 26, 27፣ w11 15/9 7 ¶4)

የሆዋ ንኻህናትን ንሌዋውያንን ዜድልዮም ስጋዊ ነገራት ከም ዚሓልየሎም ኣተስፍይዎም ነይሩ እዩ። ንሕና እውን ንየሆዋ ንምግልጋል መስዋእትታት እንተ ኸፊልና፡ ንሱ ኸም ዚሕግዘና ኽንተኣማመን ንኽእል ኢና።

ስእልታት፦ የሆዋ ንኣገልገልቱ ዜድልዮም ስጋዊ ነገራት ይህቦም። 1. ሓንቲ ሓብቲ ገንዘብ ኣብ ሰታሪት ተእቱ። 2. እታ ሰታሪት ኣብ ትሕቲ ማዕጾ ተነቢራ። 3. ንበይና ጓላ እተዕቢ ኣደ፡ ጓላ ሓቚፋ፡ ኣብታ ሰታሪት ናብ ዘሎ ገንዘብ ትጥምት።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ