ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 4
  • ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ

እስራኤላውያን ንየሆዋ መምርሒ ኺህቦም ብተደጋጋሚ ሓቲቶምዎ (መሳ 20:17, 18, 23፣ w11 15/9 32 ¶2)

እስራኤላውን፡ የሆዋ ንስሙ ኻብ ወቐሳ ናጻ ንምግባር ምእንቲ ኺሕግዞም ኣብ መወዳእታኡ ምሉእ ብምሉእ ኣብኡ ተወኪሎም (መሳ 20:26-28)

ብቐጻሊ መምርሒ የሆዋ ኽንደልን ምሉእ ብምሉእ ኣብኡ ኽንውከልን ኣሎና (መሳ 20:35፣ ሉቃ 11:9፣ w11 15/9 32 ¶4)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትን ይውከስ። 2. እቲ ሓው ምስ ሓኪሙ ይዘራረብ፡ ካርድ መምርሒ ኽንክን ጥዕና ድማ የርእዮ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ፈተና ኼጋጥመኒ ኸሎ፡ ብኡብኡ ናብ የሆዋ እጽጋዕ ድየ፧ ጥበብን መምርሕን ኪህበኒ፡ ብተደጋጋሚ እሓቶ ድየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ