ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 3
  • ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንዘለኣለም ብስም የሆዋ ኽንመላለስ ኢና!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ኣገልገልቲ የሆዋ ናይ ሓቂ ተስፋ ኣለዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ

ሚካ ኻብ ኣዲኡ ገንዘብ ሰሪቑ (መሳ 17:1, 2)

ሚካ ጣኦት ኣምሊኹ፡ ንማሕደር የሆዋን ንስርዓት ክህነትን ከኣ ዕሽሽ ኢሉ (መሳ 17:4, 5, 12፣ it-2 390-391)

ሚካ ኣብ መወዳእታኡ፡ ጥራይ ኢዱ ተሪፉ (መሳ 18:24-26፣ it-2 391 ¶2)

ሓንቲ ናይ የሆዋ ምስክር ዝነበረት ሕጂ ሕጻን ወሊዳ፡ ነቲ ንየሆዋ እተገልግለሉ ዝነበረት እዋን ትናፍቕ። ኣብ ቅድሚኣ ኣብ ዘሎ ሰደቓ ጭራም ሽጋራ ዝመልአ መንገፍ ሽጋራ ተቐሚጡ። ዝሰኸረ ሰብኣይ ድማ ኣብ ሶፋ ደቂሱ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንየሆዋ ብምእዛዘይ እንታይ ጥቕምታት ረኺበ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ