ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 13
  • ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣቦኣን ንየሆዋን ኣሐጐሰቶም
    ንደቅኻ ምሃሮም
  • ተኣማንነት ናብ ስምረት ኣምላኽ ይመርሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ይፍታሕ ንየሆዋ እተመባጽዖ መብጽዓ ሓለወ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን መሓዙታን ትፍቶ ነበረት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 13

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ

ይፍታሕ ምስ ካልኦት ንዝነበሮ ዘይምርድዳእ ኣደቀሶ (መሳ 11:5-9፣ w16.04 7 ¶9)

ይፍታሕ ካብቲ የሆዋ ንህዝቡ ዝሓዘሉ መገዲ ተማሂሩ (መሳ 11:12-15፣ it-2 27 ¶2)

ይፍታሕ ኣብቲ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር፡ ማለት ኣብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ እዩ ኣተኵሩ (መሳ 11:23, 24, 27፣ it-2 27 ¶3)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው መጽሓፍ ቅዱስ የንብብ። 2. እቲ ሓው ንሰበይቱ ብፍቕሪ ይዛረባ። 3. ካልኦት ደው ኢሎም ንሰንደቕ ዕላማ ሰላምታ ኺህቡ ኸለዉ፡ ንሱን ሰበይቱን ግና ብኣኽብሮት ኮፍ ኢሎም።

ብኣየናይ መዳይ እየ መንፈሳዊ ሰብ ከም ዝዀንኩ ኼርኢ ዝኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ