ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 5
  • ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሁ፡ ተሓላቒ ንጹህ ኣምልኾ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሓንቲ እክይቲ ንግስቲ ተቐጽዐት
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • “ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ምጕዳል ፍትሒ እናሃለወ ኽነሱ፡ ጸንዐ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 5
የሁ ኣብ ሰረገላኡ ዀይኑ ንሓደ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ ንኢዛቤል ካብቲ መስኰት ኬጽድፋ ይነግሮ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ

የሆዋ ንየሁ ንቤት እቲ እኩይ ንጉስ ዝነበር ኣከኣብ ኬጥፍእ መዚዝዎ (2ነገ 9:6, 7፣ w11 15/11 3 ¶2)

የሁ ብኡብኡ ንንጉስ ዮራምን (ወዲ ኣከኣብ) ንንግስቲ ኢዛቤልን (ሰበይቲ ኣከኣብ) ቀቲልዎም (2ነገ 9:22-24, 30-33፣ w11 15/11 4 ¶2-3፣ ነታ “‘ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ—2ነገ 9:8’” ዘርእስታ ሰሌዳ ርአ)

የሁ ነቲ እተዋህቦ መዝነት ብትብዓትን ብቘራጽነትን ብቕንኣትን ፈጺምዎ (2ነገ 10:17፣ w11 15/11 5 ¶3-4)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ነቲ ኣብ ማቴዎስ 28:19, 20 ዝርከብ መዝነት ኪፍጽም ከለኹ፡ ንየሁ ኪመስሎ ዚኽእል ብኸመይ እየ፧ʼ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ