ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 14
  • ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “በዚ ሓይልኻ እዚ ኺድ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንሕጊ ኣምላኽ ዘይምእዛዝ ጸገማት የስዕብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መገድኻ ብኸመይ ተቕንዕ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 14
ወለዲ ንመጽሓፍ “ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር” ንደቆም ንምምሃር ይጥቀሙላ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧

ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እሙናት ብምዃን ኣብነት ኩኑ (መሳ 13:1, 2, 6)

መምርሒ የሆዋ ድለዩ (መሳ 13:8፣ w13 15/8 16 ¶1)

ንደቅኹም ተግሳጽ ካብ ምሃብ ድሕር ኣይትበሉ (መሳ 14:1-4፣ w05 15/3 25-26)

ወለዲ ንደቆም ኪምህሩሉ ዚሕግዞም በብዓይነቱ ሕታትማን ቪድዮታትን ይርከብ።

ወለዲ፡ ደቆም ንምዕባይ ዚጥቀሙሉ ብቛንቋኦም እተዳለወ እንታይ ንዋት ኣሎ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ