ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 2
  • ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣገልግሎት ሌዋውያን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ

ንጉስ ዳዊት፡ ሌዋውያንን ካህናትን ኣብ ቤተ መቕደስ ኪዓይዩ ወዲቡ (1ዜና 23:6, 27, 28፣ 24:1, 3፣ it-2 241, 686)

ክኢላታት መዘምራንን ተልመዴንን ኪዝምሩ ተመዲቦም ነይሮም (1ዜና 25:1, 8፣ it-2 451-452)

ሌዋውያን፡ ሓለውቲ ኣፍ ደገን ተሓዝቲ መዛግብትን ካልኦት ከኣ ሰበ ሰልጣን ኰይኖም ተመዲቦም ነይሮም (1ዜና 26:16-20፣ it-1 898)

ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ኣኼባ ጉባኤ። 1. ንሓድሕዶም ሰላም ይባሃሃሉን የዕልሉን። 2. ሓደ ሓው ንሓንቲ ሓብቲ ኣብ ሰሌዳ ንዘሎ ነገር የርእያ። 3. ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ሳጹን ውጽኢት ወፈያ ትገብር። 4. ሓደ ሓው ንሓንቲ ሓብቲ ጽሑፍ ይህባ። 5. ሓደ ሓው ኣብ መድረኽ ማይክሮፎን የተዓራሪ። 6. ሓደ ሓው ምስ ንእሽቶ ወዱ የጽሪ።

እተወደበ ኣምልኾ፡ ባህርያት የሆዋ የንጸባርቕ።—1ቈረ 14:33።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ሎሚ ክርስትያናዊት ጉባኤ ንኣምልኾ ብግቡእ እተወደበት ብኸመይ እያ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ