ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 2
  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣገልግሎት ሌዋውያን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መብጽዓኻ ፈጽም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 2

ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ

ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ

እተሸሙ ሰባት ኣብ ቅዱስ ኣገልግሎት ይመርሑ ነበሩ (ዘሁ 7:10፣ it-1 497 ¶3)

ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብግቡእ ኪውደቡን ብስርዓት ኪምርሑን ነበሮም (ዘሁ 7:11፣ it-2 796 ¶1)

የሆዋ ዓቕሚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ግምት የእቱ ነበረ (ዘሁ 8:25, 26፣ w04 1/8 25 ¶2)

የሆዋ ኸምቲ ንእስራኤል ዝወደቦም፡ ሕጂ እውን ንህዝቡ ይውድቦም እዩ። ይኹን እምበር፡ ንነፍሲ ወከፍና ይርእየናን ነቲ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ የስተብህለሉን እዩ።

ስእልታት፦ እተሸሙ ሰብኡት ኣብ ንጥፈታት ጉባኤ ይመርሑ። 1. ሓደ ሽማግለን ሓደ መንእሰይን መናብር ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ የጽርዩ። 2. ሓደ ሽማግለ ኻብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ምስክርነት ንሓንቲ ጕጅለ ይመርሓ። 3. ሓደ ሽማግለ ኣብ ኣኼባ ሽማግለታት ይጽሊ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ