ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 3
  • 8-14 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8-14 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 3

8-14 መጋቢት

ዘሁልቍ 9-10

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 9:13—ክርስትያናት ካብዚ ንእስራኤላውያን እተዋህበ መምርሒ እንታይ ይምሃሩ፧ (it-1 199 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 10:17-36 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት ምስ ኣርኣየ፡ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 11)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ ንዝመስከርካሉ መሳርሕትኻ ወይ መማህርትኻ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) bhs 214፡ ተወሳኺ ሓበሬታ 16—ንተምሃራይካ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ፡ ካብ ቅጫን ወይንን ዘይንወስደሉ ምኽንያት ከኣ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣረድኣዮ። (th መጽናዕቲ 17)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 84

  • ኣብ ቤት-ኤል እተገብረ ምትዕርራይ ንዕዮ ስብከት ይድግፍ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ 2015 እንታይ ምልክታ እዩ ተነጊሩ፧ ለውጢ ንኺግበር ዘለዓዓለ እንታይ ክልተ ምኽንያታት እዩ ተዋሂቡ፧ ኣብ ቤት-ኤል እንታይ ምትዕርራይ እዩ ተገይሩ፧ እዚኸ ጠቓሚ ዝዀነ ብምንታይ እዩ፧ እቲ ምልክታ ኣብ ብሪጣንያ ንዝነበረ ሓድሽ ፕሮጀክት ህንጸት ዝጸለዎ ብኸመይ እዩ፧ እቲ እተገብረ ምትዕርራይ፡ የሆዋ ይመርሓና ኸም ዘሎ ዘርኢ ብኸመይ እዩ፧

  • ናብ ቤት-ኤል ዝኸድናሉ ምኽንያት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 105

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 119ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ