ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
የሆዋ ንህዝቡ ናበይ ኪኸዱ ኸም ዘለዎምን መዓስ ኪኸዱ ኸም ዘለዎምን ይውስነሎም ነበረ (ዘሁ 9:17, 18፣ it-1 398 ¶3)
እቶም ኣብቲ ሰፈር ዝነበሩ እስራኤላውያን ብኡንብኡ ኺእዘዙ ነበሮም (ዘሁ 9:21, 22፣ w11 15/4 4-5)
የሆዋ መምርሒ ንምሃብ ዘይፍጹማት ሰባት ይጥቀም ነበረ (ዘሁ 10:5-8)
ንዚመርሑና ኽንእዘዝ ከለና፡ ንየሆዋ ኢና እንእዘዝ።